ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo
ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ዱባይን ከባቢኣን ከባቢኣን
Détails De L'application
Advertisement
Description De L'application
Analyse Et Revue Des Applications Android: ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo, Développée Par Qdst Slasie. Inscrit Dans La Catégorie Musique Et Audio. La Version Actuelle Est 2.2.0, Mise À Jour Le 28/10/2024 . Selon Les Avis Des Utilisateurs Sur Google Play: ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo. Atteint Plus De 102 Mille Installations. ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo A Actuellement 259 Revues, Note Moyenne 5.0 Étoiles
ቀንዲ ዕላማ ናይዛ App ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡናemail: slasiemedia@gmail.com
ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ብዝሰማማዕ ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምእመናን ካብ ኩሉ ኩሉ ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ እግዚኣብሔር ርክብ ንምድልዳል ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።
Nous Proposons Actuellement La Version 2.2.0. Il S'agit De Notre Dernière Version La Plus Optimisée. Il Convient À De Nombreux Appareils Différents. Téléchargement Gratuit Directement Apk Depuis Le Google Play Store Ou D'autres Versions Que Nous Organisons. De Plus, Vous Pouvez Télécharger Sans Enregistrement Et Aucune Connexion Requise.
Nous Avons Plus Que Des Appareils Disponibles 2000+ Pour Samsung, Xiaomi, Huawei, Oppo, Vivo, Motorola, LG, Google, OnePlus, Sony, Tablet ... Avec Autant D'options, Il Est Facile Pour Vous De Choisir Des Jeux Ou Des Logiciels Qui Correspondent À Votre Appareil.
Il Peut Être Utile S'il Y A Des Restrictions De Pays Ou Des Restrictions Sur Le Côté De Votre Appareil Sur Le Google App Store.